ናይ'ዚ ሰሙን ብሉጻት መጻሕፍቲ
ብብዝሒ ዝዕደጉ ዘለዉ መጻሕፍቲ
ዓይነት መጻሕፍቲ
ቅልጡፍን ስሉጥን ምብጽጻሕ
ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ናብ Shipment ትካላት ከም ነብጽሖ ክነበስረኩም ንፈቱ። ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓን ኣሜሪካን ካናዳን ዝዘርጋሕናዮ ናይ ምብጽጻሕ መርበባትና ተጠቒምና ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ብቅልጡፍ ናብ ዋናታቱ ነብጽሕ።
24/7 ን ተገልገልቲ ነእንግድ
ኣባላት ወጋሕታ መጻሕፍቲ ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክትረኽብዎምን ዝደለኹሞ ሕቶታት ሓቲትኩም ኣብ ሓጺር ግዜ መልሲ ክህቡኹም እዮም። ኣብ እዋን ምዕዳግ ዝኾነ ዓይነት ሓገዝ ምስ ትደልዩ ኣብዛ ዌብሳይት ኣብ ዘሎ ፎርም ብምጥቃም ተወከሱና። ብቅልጡፍ ክንምልሰልኩም ኢና።
ቀረጽ ወይን ግብሪ ኣልቦ ዓድጉ!
ተወሳኺ ክፍሊት ከይህልው ኣይትሻቀሉ። ኣብ እዋን ምዕዳግ ትርእይዎ ዘለኹም ዋጋ ጥራሕ ኢኹም ክትኸፍሉ። እቲ ዝተረፈ ብወገና ክሽፈን እዩ። VAT, ዝበሃል ንዓዳጋይ ኣይምልከትን እዩ። ብዘይ ተወሳኺ ወጻኢታት ዝደለኹሞ መጻሕፍቲ ኣብ ኣድራሻኹም ብቅልጡፍ ክነብጽሓልኩም ኢና።

ሕብርታት ጉዕዞ - hbrtat guezo
ክልተ ቅነ ኣብ ድፋዓት
ታሪኽ ኣብርሃም ደቦጭን መጎስ ኣስገዶምን - Tarik Abrham Deboch and Megos Hagos
ንስኻ ሓደ ካብ ብዙሓት ኢኻ – Nsika Hade kabtom Bzuhat Eika
ዝናን ባህታን ናጽነትን ሱቕታን - Znan Bahtan Natsnetn Suktan
ፈውስና ካብ ነብስና
ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ካብ ማቲየንሶ ክሳብ ተድላ 1951 - 1955 - Federation Eritrea with Ethiopia
ውርሻ ቆልዑ - wrsha kolu'