| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

እቲ ነብዪ eti-nebiy
ሓዳስ ዓለም - Hadas Alem
እቲ ዝሓየለ ሸያጢ ኣብ ዓለም - Eti Zhayele Seyati Ab Alem
ትንሳኤ - tnsae
ክልተ ህይወት - klte Hiwet
ግፍዒ - G'fie
ኣሊስ ኣብ ምድረ-ተኣምር - Alis Ab Mdre Tamr
ሜላታት ጸላዊ ሰብ - Mela Tselawi Seb
ሮማን roman
ትዕቢት ጎልያድ - T'ebit Golyad
ኣዒንተይ ዘምጽኣለይ መዘዝ yeintey-zemsaley-mezez
ኣብ ኣኽራን ዝተረኽበ ብራና - aber-kewakbti
መኣዲ ልቢ ወለድ - meadi lbi weled
48 ሕግታት ሓይሊ - hgtat-hayli
ቋንቋ ፍቕሪ
ታሪኽ ህይወት ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን - Tarik hiwet Sek ebrahm sultan 


Tekichew –
Thanks, Eyob, for sharing your 24 years journey and your hard work efforts on increasing the awareness of HIV/AIDS in our society and even helping others in their struggle. Your story is very inspiring for many. Thanks again!