| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም - Hade Fitret Ab Klte Alem
ምጉዳል ዋጋ ንኽልተ መጽሓፍ
ምጉዳል ዋጋ ንኽልተ መጽሓፍ → ንኽልቴና'ባ ተመርዖ nkltena-eba-temero
ምጉዳል ዋጋ ንኽልተ መጽሓፍ → ወጽዓ'ታ ህጻን wesaeta-hisan
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yatawn zemenawi'n mslatat tigrinya 


Tekichew –
Thanks, Eyob, for sharing your 24 years journey and your hard work efforts on increasing the awareness of HIV/AIDS in our society and even helping others in their struggle. Your story is very inspiring for many. Thanks again!